News

This image contains sensitive content which some people may find offensive or disturbing. Print Options: Images Multimedia Embedded Content Comments ...
ሶማል ትማሊ ሰንበት ኣብ ዝተቓንዐ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ንሓሰን ሸኽ ማሕሙድ ፕረዚደንት ክኸውን መሪጻ ኣላ። ኣብቲ ብኣባላት ባይቶ ዝተኻየደ፡ ኣብ መንጎ ፕረዚደንት መሓመድ ዓብዱላሂ ፋርማጆን ናይ ቅድም ፕረዚደትን ሓሰን ሸኽ ማሕሙድን ዝተገብረ ውድድር፡ ሸኽ ማሕሙድ 214 ድምጺ ክረክብ እንከሎ፡ ፋርማጆ ድማ 110 ድምጺ ...
ፈነወ ቋንቋ ትግርኛ ድምጺ ኣመሪካ ዕለታዊ ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ን 30 ደቒቕ ካብ ዋሺንግተን ዲሲ ይመሓላለፍ። ፈነወ ትግርኛ ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ካብ ሰዓት 10 ክሳብ 10:30 ምሸት ወይድማ ...
ንብረት መንገዲ ኣየር ደልታ ዝዀነት ነፋሪት መጓዓዝያ ህዝቢ፡ ብሰኑይ ድሕሪ ቀትሪ፡ ኣብ ማዕርፎ ነፈርቲ ቶሮንቶ ድሕሪ ምግልባጣ፡ ሓደ ቆልዓ ዝርከቦም 19 ከም ዝቖሰሉ ምንጭታት ሓቢሮም። እታ ነፋሪት ዛጊት ዝርዝር ናይቲ ምኽንያት ብዘይ ተገልጸ ...
ካብቶም ላዕለዎት ፈፀምቲ ስራሕ ህወሓት (ኣባል ፖሊት) ዝነበረትን ዳሓር ድማ ካብ 2018 ስጋብ 2020 ኣብ ዝነበረ እዋን ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌደሬሽን ኮይነ ከተገልግል ድሕሪ ምፅናሕ ምምሕዳር ኣብዪ “ናብ ውልቀ መላኺ መንግስቲ ይልወጥ ኣሎ” ክትብል ...
ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ናይ ክልል ትግራይ፡ ሰኑይ ምሸት ኣብ ሓደ መዘናግዒ ስፍራ፡ ሓደ ሰብ ብደርበዮ ቦምባ 17 ሰባት ቀሊልን ከቢድን መጓዳእቲ በፂሑዎም። በቲ መጥቃዕቲ ዝሞተ ሰብ ከም ዘየለ ግን ሓላፊ ቤትፅሕፈት ፀጥታ እታ ከተማ ኣይተ በሪሁ ...
ዋሽንግተን — ህይወት ብሚልዮናት ዝቑጸሩ ነበርቲ ኣመዛቢሉ ዘሎ ግጭት ሰሜን ኪቩ ደሞክራሲያዊት ርፓብሊክ ኮንጎ ኣብ ዝቐጸለሉ መራሕቲ ሃገራት ደምበ ምብራቕ ኣፍሪቃ ንምህዳእ እቲ ጎንጺ ዘትዮም። ብፕረዚደንት ኬንያ ዊልያም ሩቶ ተመሪሑ ...
ሓሙስ ላዕለዎት መራሕቲ ሰራዊት ጸጥታን ትግራይ ድሕሪ ዝገበሩዎ ዕጹው ርክብ፡ “ግዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዝተሰከሞ ሓላፍነት ጠሊሙን ስልጣኑ ዘንጊዑን፡” ዝብል መርገጺ ድሕሪ ምውሳዶም፡ ንዕኡ ስዒቡ ኣብ በበይኑ ከተማታት ትግራይ ...
ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ይካየድ ኣብ ዘሎ ዝዓበየ ኣኼባ ዓለምለኸ መራሕቲ ንግዲ ዜጋታት ካልኦት ሃገራት ኣብ ኣመሪካ ወፍሪ ከካይዱ ወይ ከቢድ ቐረፅ ከምዝኸፍሉ ሓቢሮም። ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ቅድሚ እቶም ቀንዲ ተሳተፍቲ ...
ትማሊ ሰኑይ 20 ጥሪ 2025 ቃለ-መሓላ ዝፈጸመ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ፡ ድሕሪ ጽንብል ንዝተፈላለዩ ክስርሓሎም ዝጸንሑ ፖሊሲታት ዝልውጡ ፕረዚደንታዊ ትእዛዛት ፈሪሙ። ዶብ ሰጊሮም ዑቕባ ንዝሓቱ ስደተኛታት ብኣልማም ዝሰጉግ መምርሒ ዝርከቦ ...
ሎሚ ሰኑይ 20 ጥሪ፡ መበል 47 ፕረዚደንት ኣመሪካ ንምዃን ኣብ ወርሒ ሕዳር ዝተመርጸ ዶናልድ ትራምፕ ቃለ-ማሕላ ብምፍጻም ዳግም ናብ ቤተ-መንግስቲ ንምምላስ ይዳሎ ኣሎ። ኣብቲ ብሰንኪ ክቱር ቀዝሒ እቲ ልሙድ ናይ ደገ ጽንብል ቃለ-ማሕላ ናብ ውሽጢ ...
ፕረዚደንት ጆ ባይደን ሎሚ ዓርቢ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፡ ብፈኲስ ገበናት ኣወላፊ ሓሽሽን ካልእ ድሒሩ ዝተመሓየሸን መምርሒታት ተኣሲሮም ንዝጸንሑ 2,500 ዜጋታት ምሕረት ገይሩ። እዞም ዛጊት ዝርዝሮም ወግዓዊ ዘይኰነ ተረባሕቲ ናይዚ ዝደሓረ ምሕረት ...