News
ፈነወ ቋንቋ ትግርኛ ድምጺ ኣመሪካ ዕለታዊ ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ን 30 ደቒቕ ካብ ዋሺንግተን ዲሲ ይመሓላለፍ። ፈነወ ትግርኛ ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ካብ ሰዓት 10 ክሳብ 10:30 ምሸት ወይድማ ብኣቆጻጽራ ኢትዮጵያ ድማ ካብ ሰዓት 4 ምሸት ክሳብ 4:30 ይመሓላለፍ። ፈነወ ትግርኛ ብናይ`ቲ መዓልቲ ዓበይቲ ዜናታ ...
The code has been copied to your clipboard. The URL has been copied to your clipboard ...
ኣመሓዳሪ ሃገራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ይናገር ደሴ ንድምጺ ኣመሪካ ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፡ ኣብ ክልል ሶማልያ ኣብ ከባቢ ዶባት ዝርከባ ገለ ባንክታት ንጥፈታተን ...
The code has been copied to your clipboard. The URL has been copied to your clipboard ...
ንኣርተፊሻላዊ ኢንተለጀንስ /AI/ ኣስተብህሎት ማሽን፣ ሰብ ዝሰርሖ ምስትውዓል ወይ ድማ ኣርተፊሻላዊ ብልሒ ብዝብል ይጽዋዕ። ብዛዕባ ኣርተፊሻላዊ ብልሒን ...
ኣብ ስያትል ዋሽንግተን ዝመደብሩ ሃብተማርያም ትካል ሕጊ ሓደጋ መኪና ሓዊሱ ብዝተፈለለየ ኣጋጣሚታት ሓደጋ ንዘጋጠሞምሰባት ብምውካል ዝካሓስሉ መንገዲ ...
ማእኸላይ ምብራቕ ናይ ሕቡራት ሃገራት ዋዕላ ኩነታት ኣየር ክእንግድ እዚ ንተኸታታሊ ካልኣይ ግዜ እዩ። ሃገራት፤ ዓለም ክሳብ መወዳእታ እዚ ክፍለ ዘመን ...
15 ሚያዝያ ዝጀመረ ኲናት ሱዳን፡ ነቶም ኣቐዲሞም’ውን ግዳይ ተደጋጋሚ ዒላማ በበይኖም ወገናት ዝጸንሑ ኤርትራውያን ስደተኛታት ዝበኣሰ ጸገም ኰይኑዎም ኣሎ ...
ኣብ ክልል ትግራይ ዝሓለፈ ክራማት ዝሓሸ ሽፋን ዝናብ ከምዝተራእየ ሓረስቶት እውን እኹል ዘመናዊ ድኹዒ ከምዝቐረበሎም ካብ ሄክታር ብማእኸላይ 18 ኲንታል ...
ኤርትራ ሎሚ 24 ግንቦት ዕለት ነፃነታ ተኽብር’ላ። ድሮ’ዛ ዕለታ ኣብ ዝነበራ መዓልታት’ውን ኣብ ዝተፈላለየ ዞባታት’ታ ሃገር ብዝተፈላለየ ፅንብላት ክኽበር ...
ካብ ናይ ገዛእ ርእሶም ልምዲ ብምብጋስ ምስ ዱርትነት ዕብየት ስነኣእምሮ (ኦቲዝም) ዝነብሩ ሰባትን ናበይቶምን ሓበሬታ ክረኽብሉ ዝኽእል 'ኣልያንስ ሓበሻ ...
ጉባኤ ዘካየዱ ኣመራርሓ ህወሓት ትማሊ ሰሉስ ኣብ ዘውፅእዎ መግለፂ፣ ሓይልታት ፀጥታ ክልል ትግራይ ኣብ ትሕቲ ጊዜያዊ ምምሕዳር ክኾኑ ኣይግባእን ክብሉ ...
Results that may be inaccessible to you are currently showing.
Hide inaccessible results