News

ፈነወ ቋንቋ ትግርኛ ድምጺ ኣመሪካ ዕለታዊ ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ን 30 ደቒቕ ካብ ዋሺንግተን ዲሲ ይመሓላለፍ። ፈነወ ትግርኛ ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ካብ ሰዓት 10 ክሳብ 10:30 ምሸት ወይድማ ...
This image contains sensitive content which some people may find offensive or disturbing. Print Options: Images Multimedia Embedded Content Comments ...
ሶማል ትማሊ ሰንበት ኣብ ዝተቓንዐ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ንሓሰን ሸኽ ማሕሙድ ፕረዚደንት ክኸውን መሪጻ ኣላ። ኣብቲ ብኣባላት ባይቶ ዝተኻየደ፡ ኣብ መንጎ ፕረዚደንት መሓመድ ዓብዱላሂ ፋርማጆን ናይ ቅድም ፕረዚደትን ሓሰን ሸኽ ማሕሙድን ዝተገብረ ውድድር፡ ሸኽ ማሕሙድ 214 ድምጺ ክረክብ እንከሎ፡ ፋርማጆ ድማ 110 ድምጺ ...
ሓሙስ ላዕለዎት መራሕቲ ሰራዊት ጸጥታን ትግራይ ድሕሪ ዝገበሩዎ ዕጹው ርክብ፡ “ግዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዝተሰከሞ ሓላፍነት ጠሊሙን ስልጣኑ ዘንጊዑን፡” ዝብል መርገጺ ድሕሪ ምውሳዶም፡ ንዕኡ ስዒቡ ኣብ በበይኑ ከተማታት ትግራይ ...
ኣብ ሰንዓ ብስራሕ እንከሎ፡ ካብ እስራኤል ብዝተተኰሰ ደብዳብ ንገለ ካብ ኣባላቱ ከም ዝሃረመ ዝገለጸ ዋና ዳይረክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም፡ ንሱ ግን ውሑስ ከም ዘሎን ዝዀነ መጉዳእቲ ከም ዘየጋጠሞን ኣብ ማሕበራዊ ...
ምምሕዳር ከተማ መቐለ ክሳብ ኲናት ኢትዮ ኤርትራ ብዝነበሮም ተሳትፎ ናይ አካል ጉድኣት ዘጋጠሞም ልዕሊ 1- ሽሕ አባላት ሰራዊት መሬት መንበሪ ንምሃብ ዝተለሞ ሓረስቶት ንክመዛበሉን ነበርቲ እውን ዝብትን ኣካይዳ እዩ ብምባል ውደብ ትንሳኤ ሰብዓ ...
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ሓተትቲ ዑቕባ ኤርትራዊያን ግዳይ ማእሰርቲን ስእነት መሰረታዊ መዛግብቲ ኴንና ኢሎም ኣብ ዘማርርሉ እዋን፡ ኣገልግሎት ስደተኛታትን ተመለስቲን ኢትዮጵያ (RRS)፡ ንዓኣቶም ዝኸውን ኣብ ክልል ዓፋር ሓድሽ መዓስከር ንምቛም ...
ዋሽንግተን — ፕረዚደንት ኣመሪካ ጆ ባይደን ንሰለስተ መዓልታት ዑደት ስራሕ ኣብ ኣፍሪቃ ንምፍጻም ሎሚ ናብ ኣፍሪቃ ኣትዩ ኣሎ። ዑደት ባይደን ኣብቲ ምስ ኣህጉር ኣፍሪቃ፡ ምምሕዳሩ ዝወሰዶ ዓቢ ተበግሶ ኮሮዲዮ ሊቦቶ ንምክትታል’ዩ። ኮሮዲዮ ...
ኣብ ቀዳማይ ዙርያ 75-ሽሕ ዕጡቓት ነበር ዕጥቂ ናይ ምፍታሕን ናብ ማእከላት ተሃድሶ ናይ ምእታው ከይዲ ኣብ ክልል ትግራይ ሎሚ ሓሙስ 21 ሕዳር 2024 ተጀሚሩ። ነዞም ኣብ ቀዳማይ ዙርያ ናብ ሕብረተሰብ ዝፋነውን ዝጣየሱን ዕጡቓት ነበር፣ ዕጥቂ ኣፍቲሕካ ...
መቐለ — ኣብ መንጎ ኣመራርሓ ህወሓት ዝተፈጠረ ኣፈላላይ ንምፍታሕ ኣብ ቀረባ እዋን ሰላማውን ፖለቲካዊን ልዝብ ንምክያድ እቶም መራሕቲ ቃል ከም ዝኣተዉ ኣብ ቀረባ እዋን ናይ ባዕሎም ሲኖዶስ ዝመስረቱ ሊቃነ ጳጳሳት ገሊፆም። ብዝተሓሓዝ ስምምዕ ...
ንባህላዊ መነባብሮ ህዝቢ ራያ እተንጸባርቕ “ፍርሳ” እትብል ተኸታታሊት ድራማ ኣብ መርበብ ዩትዩብ ተጻዒና ናብ ተዓዘብቲ ቀሪባ ኣላ። ንስርሓት እዛ ድራማ ብዝምልከት ንኣባላት ጉጅለ ኣዘራሪብናዮም ኣለና። ...
ብደራስን ተመራመርን ባህሊ ሰለሙን ጸሃየ ዝተዳለወት “ሳሕል-ሕሩይ ግጥምታት ቃልሲ” ዘርእስታ መጽሓፍ ዓርቢ 14 ጥቅምቲ ኣብ ኣዳራሽ ምምሕዳር ዞባ ማእከል ተመሪቓ። እታ መጽሓፍ ኣብ እዋን ገድሊ ዝተጻሕፉ ብርክት ዝበሉ ግጥምታት ዝሓቖፈት ኮይን ...